Hdri Publishing

?????? ??? Zeytenegre Gedli

?????? ??? Zeytenegre Gedli

Produktbeskrivelse

ትረኻታት ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ፡ ዝበዝሕ ናብ ፖለቲካውን ወተሃደራውን መዳያት ዘድሃበ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ብመትከል ርእሰ ምርኰሳ፡ ኣብ ሳሕል ዝመስረቶ ደጀን፡ ነቲ ቃልሲ ኣብ ምዕዋት ዝነበሮ ዓቢ ግደ ዛጊት ከምቲ ዝድለ ኣይተተረኸሉን። 'ዘይተነግረ ገድሊ'፡ ንሓደ ክፋል ካብ ዕማማት ደጀን፡ ማለት ንጥፈታት ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳያት እትትርኽ ቀዳመይቲ ቅጺ ናይ ተኸታታሊ መጻሕፍቲ 'ተመኩሮ ክፍልታት ሰውራዊ ደጀን ሳሕል' እያ። ኲናት ዘኸትሎ ማሕበራዊ ሽግራት ማእለያ የብሉን። ቁጠባውን ማሕበራውን ድሕረት ኣብ ዘለዎ ሕብረተሰብ ብፍላይ እቲ ጾር ኣመና ከቢድ'ዩ። ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳያት ህ.ግ.፡ ምስቲ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ብረት ዘይዓጠቐ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ሰፊሕ ግፍዒታት፡ ከምኡ'ውን ከቢድ ሳዕቤናት ኲናት (ስንክልና፡ ምምዝባል፡ ስደት፡ ምብትታን ስድራቤታት፡ ዝኽትምና፡ ደ

Prishistorikk

Lavest
330 KR
Høyest
340 KR
Gjennomsnitt
336 KR
Median
337 KR

📩 Sett prisvarsel

Få beskjed når prisen når ønsket nivå.

Produktspesifikasjoner

Merke Hdri Publishing
Navn ?????? ??? Zeytenegre Gedli
GTIN/EAN/ISBN 9789994801817
Kategorier Bøker